ዝተመዓራረየ ትምህርትን ውልቃዊ ምትዕጽጻፍን ኣብ ቤት ትምህርቲ
ሓደ ቆልዓ ኣብ ኖርወይ ናብ ቤት ትምህርቲ ክኸይድ ከሎ፡ ኣብ ዓቕሙ ተመርኲሱ ክመሃርን ክምዕብልን መሰል ኣለዎ። ሕጊ ትምህርቲ ንኹሎም ተማሃሮ ጽቡቕን ንኹሉ ዝሓቁፍን ትምህርታዊ ቅድመ-ምድላው ንኽህልዎም ንቤት ትምህርቲ ንጹር ጠለባት የቐምጥ - ወይ ብዝተመጣጠነ ትምህርቲ፡ ጽዑቕ ትምህርቲ ወይ ብውልቃዊ ምትዕጽጻፍ። ዝተመጣጠነ ትምህርቲ ኩሎም ተምሃሮ
ዝተመዓራረየ ትምህርትን ውልቃዊ ምትዕጽጻፍን ኣብ ቤት ትምህርቲ Read More »









